ኣይተ MULU🧔👨‍✈️👷‍♂️
banner
mulufb.bsky.social
ኣይተ MULU🧔👨‍✈️👷‍♂️
@mulufb.bsky.social
#Justice4Tigray
#FreeTigray
#ይኣክል
#EnoughisEnough
#ናብመረበትናምለሱና
#FreeWesternTigray
ይኣክል!
Enough is Enough!
ናብ መረበትና ምለሱና!
January 11, 2025 at 9:46 PM
ትግራይ ንመበል ካልኣይ እዋን ንሻዋ ዘቃዕረረትሉ ዕለት😡😡
ዝኹሉ ሕዝብና ዘሃለቐሉ ንዙይ ዲዩ ነይሩ😭?
"ኣነ ቶሞይተስ ብድሕረይ ደንዴር ኣይትብቆል" ከምዝበለቶ ተራጋሒት፡ ነኒባዕሎም ክራግሑ ኣብ ፀምፀም በረኻ ኣደዳ ባልዕ ገይረሙና😡
December 5, 2024 at 5:51 PM
እንኳዕ ንበዓል #ሕዳር_ፅዮን ኣብፀሐና! ኣብፀሐኩም!
#Tigray #Axum
November 30, 2024 at 8:29 PM
ፀላኢኻ ዋላ ክንደይ እንተናዓካዮ ኣብ መፃወዲያ ከየእትወካ ምጥንቃቕ ኣገዳሲ እዩ።
#safetyfirst
November 24, 2024 at 2:18 PM