LILO Media - ሊሎ ሚድያ
banner
lilomedia.bsky.social
LILO Media - ሊሎ ሚድያ
@lilomedia.bsky.social
Lilo Media is dedicated to providing timely information and impartial insights on political and socio-economic matters, in the Horn of Africa, with a focus on Ethiopia and the Tigray region.
https://youtube.com/@lilomedia-4765?si=_odnSF1D37YoztjN
በዛሬው ዕለት መጋቢት 11 2017 ዓ/ም የህዝብ ተወካዮች ስብሰባ ጠ/ሚ አብይ አሕመድ ትግራይን ስለሚመለከቱ ጉዳዮች ማለትም ጊዝያዊ አስተዳደሩ ዳግም ማቋቋም፣ የDDR ትግበራ፣ ተፈናቃዮች መመለስ፣ ጦርነት ወዘተ የሰጡት ማብራርያ

youtu.be/TH2wbaNbnIE?...
ጠ/ሚ አብይ አህመድ በፓርላማ - ትግራይን የተመለከቱ ጉዳዮች DDR፣ ግዚያዊ አስተዳደር ማቋቋም፣ ተፈናቃዮች፣ ጦርነት [LILO Media, Mar.2025]
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
March 20, 2025 at 5:00 PM
ምክትል ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀ/ል ታደሰ ወረደ ሎሚ 8 መጋቢት 2017 ዓ/ም ምስ ስድራ ስውኣት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ዘሕለፍዎ መልእኽቲ "ሰዓራይ ተስዓራይ፣ ሃዳኒን ተሃዳኒን፣ ፀራጊን ተፀራግን፣ መባረሪን ተባራሪን የለን"

youtu.be/HTkshBCbi2U?...
መልእኽቲ ጀ/ል ታደሰ ወረደ "ሰዓራይ ተስዓራይ፣ ሃዳኒን ተሃዳኒን፣ ፀራጊን ተፀራግን፣ መባረሪን ተባራሪን የለን" [LILO Media, Mar.2025]
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
March 17, 2025 at 4:49 PM
ውሳነ ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ስዒቡ ነባር ተጋዳላይ ስየ ኣብርሃ "እቲ ውሳኔ ድንቁርና ዝወለዶ ንዕቐት እዩ" ኢሉ ርኢቶ ሂቡ ነይሩ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ነዚ ግብረ መልሲ ዝሃበ ጀ/ል ብርሃነ ነጋሽ (ወዲ መድህን) ድማ ኣብ ፓነል ዘተ 11 ለካቲት "እቲ ኣዲስኣበባን ኣሜሪካን ዘሎ እዩ ደንቆሮ" ብምባል ተዛሪቡሎ፣ ንምዃኑ ናይ ክልቲኦም ሓሳብ ሱሩ ኣበይ እዩ? ንምንታይ በዚ ብርኪ ይገልፅዎ? ክበሃል እንተኾይኑኸ መን እዩ እቲ ደንቆሮ?
youtu.be/a8MljlHkrHQ?...
"መን እዩ ደንቆሮ?" ጀነራል ብርሃነ ነጋሽን ኣይተ ስየ ኣብርሃን ብዛዕባ ውሳነ ኣመራርሓ ሰራዊት ዝሃብዎ ርኢቶ [LILO Media, Feb.2025]
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
February 21, 2025 at 3:21 PM
ንክልተ መዓልታት ክዝትዩ ዝወዓሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብዶ/ር ደብፅዮን ገ/ሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት፣ እዋናዊ ጉዳያት ብምግምጋም ዘውፅኦ በዓል 12 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም
youtu.be/lzUZ_OKV1ds?...
መግለፂ ቕዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ብዶ/ር ደብረፅዮን ዝምራሕ ውድብ ህወሓት [LILO M, Dec 2024]
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
December 20, 2024 at 7:27 PM
youtu.be
December 16, 2024 at 11:02 PM
ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይን ውጥጥ ብዘተ ንምፍታሕ ኣብ ቕድሚ መራሕቲ ሃይማኖት ዝኣተይዎ ቃል ጥሒሶም ፣ ብዓበይቲ ዓዲ ዝቐረብሎም ናይ ሰላም ሓሳብ ኣሻሊሎምን ክብርን ባህልን ትግራይ ኣናኢሶምን ናይ ህልኽን ኣነነትን ፖለቲኮኦም ቐፂሎምሉ ከምዘለው መራሕቲ ሃይማኖትን 7ተ ሲቪክን ቢዝነስን ኔትዎርክ ትግራይ ኣፍሊጦም።
ሙሉእ መግለፂ
youtu.be/42O7LoUwDd4
youtu.be
December 6, 2024 at 5:58 PM
ልእንደርታዊ ዘይተኽብር ትግራይ ገደል ትእቶ - ጊደና መድሕን ካብ ኢህኣፓ ፣ ወለዶ ህወሓት ናይ ስርቂ ትውልዲ እዩ - ዓንዶም ገ/ስላሰ ካብ ዓረና "ኣነ ህወሓት እየ" ፀጋይ በርሀ ነባር ኣመራርሓ ህወሓት
youtu.be/UlubetgxsTw?...
"ልእንደርታዊ ዘይተኽብር ትግራይ ገደል ትእቶ" ጊደና መድሕን፣ "ወለዶ ህወሓት ናይ ስርቂ ትውልዲ እዩ" ዓንዶም ገ/ስላሰ፣ "ኣነ ህወሓት እየ" ፀጋይ በርሀ
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 30, 2024 at 8:59 PM
ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓት ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ሎሚ ዕለት 18 ሕዳር 2017 ዓ/ም እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንሚድያታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ "ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መናእሰይ ናብ ናዕቢን ዕግርግርን ንምእታው ገንዘብ የፍስስ ኣሎ" ክብሉ ከሲሶም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ኣለኩም
youtu.be/VvGvo774WPE?...
"ዝተለመነ ስልጣን የለን፣ ይርዳእኻ ዝተብሃለ መልሲ የለን" ም/ኣቦ ወንበር ህወሓት ኣማኑኤል ኣሰፋ - እዋናዊ መግለፂ 2ይ ክፋል | LILO Media. 2024
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 27, 2024 at 3:44 PM
ዝኽሪ ኣርባዕተ ዓመት ጀኖሳይድ ትግራይ ንፈለማ ግዘ በቢ ዞብኡ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክዝከር መርሓ ግብሪ ተታሒዙሉሎ።
ነዚ ኣመልኪቶም ኮምሽነር ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣይተ የማነ ዘርኣይ ንሚድያታት መግለፂ ሂቦም እዮም።
ሙሉእ ትሕዝቶ ንምክትታል
youtu.be/iOzSJbHQ1wY?...
ፈላማይ ዝኽሪ ኣርባዕተ ዓመት ጀኖሳይድ ትግራይ "ንኽብሪ ህይወትን ምርግጋፅ ፍትሕን" | LILO Media Nov. 2024
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 26, 2024 at 3:37 PM
በትግራይ አዋሳኝ አካባቢዎች ያለው የፀጥታ ሁኔታ በሰላም ስምምነቱ መሰረት ለመፍታት መከላከያና የክልሉ አመራሮች በትብብር እየሰሩ መሆናቸው የብሔራዊ ተሃድሶ ኮምሽን እና የመከላከያ ሰራዊት ተወካይ ብ/ጀነራል ደርቤ መኩርያ ገለፁ።
በዛሬው ሕዳር 12 ቀን 2017 ዓ/ም የተከናወነው የቀድሞ ተዋጊዎች ዲሞቢላይዝ የማድረግ እና ወደ ሕብረተሰብ እንዲቀላቀሉ የተሃድሶ ስልጠና የማስጀመርያ ስነስርዓት ተካሂዷል። ሙሉ ይዘቱ እዚህ ያገኙታል
youtu.be/TM61OJkLhLs?...
"ትጥቅ መፍታት መሸነፍ፣ መዋረድ ወይም ዝቅ ማለት አይደለም"- ብ/ጀነራል ደርቤ መኩርያ | LILO Media Nov. 2024
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 21, 2024 at 4:54 PM
ብሓይሊ ዝተወረረ ሉኣላዊ ግዝኣትን መሬትን ትግራይ፣ ዝተመዛበለ ህዝብና ብውዕሊ ፕሪቶርያን ሕገ መንግስትን መሰረት ክፍፀም ከምዝግባእን መንግስቲ ኢ/ያ ዝኣተዎ ቃል ክፍፅምን ሌተናል ጀነራል ፍስሃ ኪዳኑ (ፍስሃ ማንጁስ) ኣተሓሳሲቦም።

ሌተናል ጀነራል ፍስሃ ኪዳኑ ነዙይ ዝብሉ ሎሚ ኣብ ዝተጀመረ ዝተሰናበቱ ሰራዊት ናብ ማእኽል ስልጠና ምእታው ብዕሊ ኣብ ዝተጀመረሉ ስነስርዓት እዩ።
ሙሉእ ሓሳቦም ኣብዚ link ኣቲኹም ክትሰምዕዎ ንዕድም
youtu.be/8ufP6vfDYps?...
"ዕጥቂ እንትነውርድ ኣተሓሳስባናን ጥበብናን ኣብ ቦትኡ እዩ፣ መንግስቲ ኢ/ያ ዝኣተዎ ቃል ይፈፅም- ሌ/ጀ ፍሰሃ ኪዳኑ | LILO Media Nov. 2024
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 21, 2024 at 4:40 PM
ብዛዕባ ርክብ ህዝቢታት ትግራይ ዓፋርን እንትለዓል ቀዲሙ ዝመፅእ ጉዳይ ኣርሆ እዩ። ወለድና ብፍላይ እንደርቶትን ወጀራትን ነዊሕ ጉዕዞ ዝጠልብ መንገዲ ኣርሆ ኣብ ዘካይዱሎም ግዚያት ጨው ንዕዳጋ ካብ ምቕራብ ብዝዘለለ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ህዝብታት ስጡም ኢኮኖምያዊን ማሕበራውን ምትእስሳር ዝፈጥሩሉ ዕድላት ከምዝነበረ ዘዘንቱ ብነብስሄር ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ ቅድሚ 20ታት ዓመታት ዝተሰርሐ ዶክመንታሪ ፊልም ክንእንግደኩም። 🙏❤❤

youtu.be/RDkC_8-i-uU
መንገዲ ኣርሆ ዶክመንተሪ ቀዳማይ ክፋል | Mengedi Ariho_ documentary part one (ሊሎ ሚድያ፣ 2015 ዓ/ም)
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 20, 2024 at 6:48 PM
Reposted by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
The ceasefire in Ethiopia means little if Eritrean troops remain, committing abductions & terrorizing Tigrayan communities. World leaders, it’s time to enforce Eritrea’s exit from #Tigray
@cnn.com @borowitzreport.bsky.social
#EritreanTroopsOutOfTigray
adf-magazine.com/2024/03/repo...
Report: Eritrean Troops Abducting Tigrayans Months After Cease-Fire - Africa Defense Forum
ADF STAFF Sixteen months after the Ethiopian government defeated rebels in its northern Tigray region with the help of Eritrea, remaining Eritrean Defence Forces troops have been abducting farmers and...
adf-magazine.com
November 19, 2024 at 5:36 AM
Reposted by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
In 🇪🇹 ’s #Tigray, systemic rape was used as a weapon of war. 15% of survivors are now living with #HIV, according to testimonies from nearly 5,000 women. #TigrayGenocide #WarCrimes
November 19, 2024 at 2:32 PM
Reposted by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
#Mekelle City business leaders recently confronted TPLF Chairman Debretsion: “The infighting between you and Getachew Reda must end. Heed the counsel of #Tigray’s elders and the voices of the people. Either work together to lead us or step aside and allow other competent leaders to take charge.”
ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ሚድያ ንምንታይ ጠፊኡ?
ኣብታ ንመወዳእታ ዘካየዳ ዋዕላ ነጋዶ ከተማ መቐለ ዝተልዓሉ ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶታትን 'ዶ ካብ ሚድያ ንክጠፍእ ምኽንያት ኮይኖምዎ ይኾኑ?
ሓቂ ብድፍረት ዝተዘረበሉ መድረኽ ነጋዶ ከተማ መቐለ ርኢኹምዎ ዲኹም? በዚ ሊንክ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም

youtu.be/xrzvIEtxq0A
"ትግራይ መኻን ኣይኮነትን፣ ንስኹም እንተዘይመሪሕኹምዋ ትጠፍእ ዓዲ ገይርኹም ኣይትርኣይዋ" ተረርቲ ሕቶታት ነጋዶ መቐለ
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 18, 2024 at 7:53 PM
ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ሚድያ ንምንታይ ጠፊኡ?
ኣብታ ንመወዳእታ ዘካየዳ ዋዕላ ነጋዶ ከተማ መቐለ ዝተልዓሉ ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶታትን 'ዶ ካብ ሚድያ ንክጠፍእ ምኽንያት ኮይኖምዎ ይኾኑ?
ሓቂ ብድፍረት ዝተዘረበሉ መድረኽ ነጋዶ ከተማ መቐለ ርኢኹምዎ ዲኹም? በዚ ሊንክ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም

youtu.be/xrzvIEtxq0A
"ትግራይ መኻን ኣይኮነትን፣ ንስኹም እንተዘይመሪሕኹምዋ ትጠፍእ ዓዲ ገይርኹም ኣይትርኣይዋ" ተረርቲ ሕቶታት ነጋዶ መቐለ
YouTube video by LILO Media - ሊሎ ሚድያ
youtu.be
November 18, 2024 at 5:25 PM