Brhane Negasi
bhane.bsky.social
Brhane Negasi
@bhane.bsky.social
Reposted by Brhane Negasi
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዝሃቦ ዕድላት ሓደ፣ ብእንመን ይምራሕ ከም ዝነበረ፣ ንመን የምልኽ ከም ዝነበረ፣ ንመንግስቲ ልብኻ ወቲፍካ ምድጋፍን ምንጭብጫብን ዓሳው ምሕደራ ሸፊንካ ግዘ ክገዝእ ዝገብር ከም ዝኾነ ክርዳእ ምግባሩ እዩ። ዋላ ውርደት እንተኾነ፣ ንቕድሚት-ትምህርቲ እንተኾይንዎ፣ መንግስቲ ክሕተት፣ ክንቀፍ፣ ክጥርጠር፣ ትካል ውዕለታ ከም ዘይኮነን፣ እሽርሩ ምባል ከምዘየድሊ እንተተማሂሩ እውን ኣይኸፍእን።
November 15, 2024 at 9:13 AM